ቡሉጻት ኣብ ካኖን ካሜራ ንጥቀመሉ ባትሪ ምስ ቻርጀሩ ካብ ኦርጂናልን ክቡርን ናይ ካኖን ካብ ምግዛእ ኣነ ሪከመንድ ዝግብረን ባተሪ ኣብዚ ኣለዋ።
-መግዚ ጥብቆ ኣብ ታሕቲ ኣላ
ተዘይ ኮይኑ ከኣ በዚ ቁጽሪ ሪኢና ክንገዞ ንኽእል (LP-E6NH )ካብ NEEWER ወጻኢ
-ዓቅሚ ባትሪ
2250 mAh high capacity for long time shooting።
እዚ ቻርጀር ን 3 batteries in 5 hours ክመል ይኽእል።
-ምስ እዘን ካሜራ ክንጥቀመሉ ንኽእል
Canon EOS R7 R5 EOS R6 EOS R 5D II III IV 6D 6D II 7D 7D II 60D 70D 80D 90D cameras and other devices with LP-E6NH battery.