ስልጠና ደረቅ  ስእልን ቪድዮን
Unlock for $339
ስልጠና ደረቅ ስእልን ቪድዮን
እዚ ስልጠና ንመን እዩ? ዝኾነ ስእልን ቪድዮን ካብ መሰረቱ ክልስ ሓሳብ ክመሃር ዝደሊ ጅማሪ፡ ናይ መርዓ ስእልን ቪድዮን ብግቡእ ምስኣልን ምቅራጽን ፡ ናይ ስእሊ መሳርሒታት (Cameras & Gear) ብከመይ ከም ዝዓዩ ክፈልጥ ዝደሊ፡ ለንሳት ፡ብርሃን ናይ ደርቅ ምስ ቪድዮ ፡ ሕግታታ ኣሰኣእላ .... ካልእን
0%
ስልጠና ምቅንባር ስእሊ ብፎቶሾፕ
ስልጠና ምቅንባር ስእሊ ብፎቶሾፕ
Coming Soon (ኣብ ቀረባ መዓልቲ ዝጅመር መደብ)
0%
ናይ ነጻ ቲቶሪያላት ንኹሉ
ናይ ነጻ ቲቶሪያላት ንኹሉ
ብነጻ ስልጠናታት ኣብዚ ምክትታል ይከኣል። -ምስኣል ደረቅ ስእሊ ቪድዮን -ኣርትዖት ደረቅ ስእሊ ቪድዮን ሓፈሻዊ ምስ ቴክ ዝተሓዝ ስልጠና ብነጻ ንኹሉ ኣባል ናይ ዚኮ-ኣካድመኢ ጆባእ ንብለኩም።
0%
ምምራጽ ስእልታት ብ AI
Unlock for $39
ምምራጽ ስእልታት ብ AI
ሰላም ኩቡራት ተኸታተልቲ! ኣብዛ ናይ ሎሚ ቪድዮና፡ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ (AI) ተጠቂምና ከመይ ጌርና ስእልታት መርዓ ብ ኣውታማቲን ከምዉን ማንዋል ኣገባብ ተጠቂምና ስእልታትና ኣብ ደቃይ ክንመርጽ ንኽእል ክንርእይ ኢና። መተሓሳስቢ እዝም ሶፍትዌራት ናይ AI መርሓዊ (9$) ዓመታዊ(100$) ከፊልካ እትጥቀመሉ መርበብ ኢዩ። ዚኮ-ኣካደሚ ድማ መርሒታት ኣሰራርሓ ጥራሕ ኢዩ ዘርኢ ምክፋል ናባኩም ኢዩ። ወይ ድማ ብ ነጻ ን 14 ወይ 7 መዓልቲ ክትፍትንዎ ትኽሉ ኢኩም። ሓንሳብ ምስ ከፈልካ ገንዘብ ኣይምለስን ኢዩ።
0%
መልማጽ ገጽ ስእልታት ብ (AI)  (Automatic)
መልማጽ ገጽ ስእልታት ብ (AI) (Automatic)
Coming Soon (ኣብ ቀረባ መዓልቲ ዝጅመር መደብ) ሰላም ኩቡራት ተኸታተልቲ! ኣብዛ ናይ ሎሚ ቪድዮና፡ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ (AI) ተጠቂምና ከምዉን በዓልና ዘድላናዮ ኣውታማቲክ ሲስተም ከመይ ጌርና ገጽ ነልምጽ እንኽእል ክንርእይ ኢና። መትሓሳሰቢ ኣብዚ ንጥቀመሉ ኣፕሊከሽን ብ ገንዘብ ዝግዛእ ኢዩ። ንኩሉ ግዜ ድማ ብ 99$ / 120$ / 140$ ክንገዝኦ ይከኣል። ዚኮ ኣካደሚ ድማ መምርሒ ጥራሕ ኢዩ ናይ ኣፕሊከሽን ክፍሊት ናብኹም ኢዩ። ናይ ነጻ ድማ ከም ተወሳኪ ኣለና
0%
ምስትኽኻል ጊምባል (Gimbal)
ምስትኽኻል ጊምባል (Gimbal)
Coming Soon (ኣብ ቀረባ መዓልቲ ዝጅመር መደብ)
0%
ምትካል ናይ ስእሊ ስቱዲኦ
ምትካል ናይ ስእሊ ስቱዲኦ
cooming Soon (ኣብ ቀረባ መዓልቲ ዝጅምር መደብ)
0%
ናይ ተሌፎን ምኽሪ
Unlock for $29
ናይ ተሌፎን ምኽሪ
ብዙሕ ገንዘብ ኣውጺእኩም ዘየገልግል ካሜራ ወይ ዝዘሓለ ላፕቶፕ ከይትገዝኡ የሰክፈኩም ድዩ? ካብ ምድንጋር ወጺእኩም ብ ዙም ዝግበር ናይ ተሌፎን ሓገዛን ኣብ ሞያታት ስእሊ፡ ቪድዮን ፡ ኤድቲን፡ ላፕቶታት ዝግበር ናይ ተሌፎን(consultation) ሓገዝ ኢዩ።
0%
መሸጣ ደሉው ዲዛይን(PSD )
Unlock for $25
መሸጣ ደሉው ዲዛይን(PSD )
0%
ምዕቡል ሲስተም መማሕደሪ ንሰኣልቲ
Unlock for $300
ምዕቡል ሲስተም መማሕደሪ ንሰኣልቲ
ስራሕካ ትራክ ትግብሮ ዶ? ፖርቶፊልዮ ኣለካ ዶ? ጋለሪ ኣለካ ዶ? ኮንትራክት ዲጂታል ክትስደድ ትደሊ ዶ? ዓማዊል ብ ሊንክ ቡክ ክግበሩካ ይክእሉ ዶ? ፖዝስ ኣብ ግዜ ስእሊ ይጥፋካ ዶ? መሳእሊ ቦታ ትሽገርዶ?
0%
1-10 of 10