Activity
Mon
Wed
Fri
Sun
Jul
Aug
Sep
Oct
Nov
Dec
Jan
Feb
Mar
Apr
May
What is this?
Less
More

Owned by Sirak

ምስ - ናይ 6+ ዓመት ተመኩሮ ስልጠና ምስ 500+ ኣባላት ብምምሕዛው ኣብ ሞያታት -ኣሳእላ ደረቅ ስእሊ -ኣቀራርጻ ተንቀሳቀሲ ቪድዮ -ዝሰኣልካዮም ስእልታት ኤዲት ምግባር ካልእን ኣብዚ ግሩፕ ኣቲካ ምስልጣን ይከኣል ።

Memberships

Bietna Online Mastery

60 members • Free

Skoolers

184.1k members • Free

19 contributions to Ziko Academy ዚኮ-ኣካደሚ
ን ስእልን ቪድዮ ንጥቀመሉ ጸዓዳ ጽላል
White Translucent Soft Umbrella for Photo and Video Studio Shooting ክልተ ሓባ ብሓደ ካብ Neewer 2 Pack ቁመት 33"/84cm መግዚ ሊንኪ https://amzn.eu/d/07dwAXbc
0
0
ን ስእልን ቪድዮ ንጥቀመሉ ጸዓዳ ጽላል
GODOX S2 Foldable Universal Softbox + S-Type Bracket
ቑ.1 ጃንጥላ መፋኾሲ ብርሃን GODOX S2 60 x 60 cm Foldable Universal Softbox Kit Bowen Mount ቑ.2 መትሓዚ ስፕድ-ላይት ኣብ ስታንድ S-Type Bracket for Godox V1 AD400Pro AD200Pro AD200 V860II TT685 TT600 TT350 Flash Speedlite Photo Studio Portait Photography መግዚ ጥብቆ https://amzn.eu/d/03u62CXK መዝኻኸሪ -ዓቀን ጃንጥላ 60x60 ኢዩ -መትሓዚና ድማ ንዝተወሱ ዓይነት ጃንጥላታት ኢያ ትቅበል።ናብነት ከም ጽላልን ዝትፍላለይዩ ናይ godox ጃንጥላታትን ኩሉ ግን ኣይኮነን ብዝያዳ ኣንቢብንኩም ግዝዋ። ከምወኡን ን GODOX AD 600pro ኣይትስከማን ኢያ ዝርዝር ኣብ ላዕሊ ኣለኩ
0
0
GODOX S2  Foldable Universal Softbox + S-Type Bracket
ካኖን ንምንታይ ኣብ ስራሕ ይምረጻ
ናይ ካኖን ስክሪን ብ መንጽር ፖሮፈሽናላት ሰኣልቲ ብፍላይ ድማ ሲልካ ንዓሚል ብምርኣይ ዝፍጠር ምትእምማን ኣብ ሰኣላይን ተሳላይ እትግለጽ ቪድዮ ድማ ኣብዚ ኣልትኩም https://youtu.be/B8pIOgaR1Rw
1
0
ኣገዛዝኣ - ካሜራ
ካሜራኹም ብኸመይ መርጽኩማ በየናይ ምኽንያት ? ከምናብነት Canon R - SONY A7III-
ኣገዛዝኣ - ካሜራ
0 likes • 8d
[attachment]
ሌላ ምስ ሓዳስ ካሜራ Canon EOS R6 V #2026
ሰላም ኣባላት ዚኮ-ኣካደሚ ካኖን (Canon) ነታ ብሃንቀውታ ክንጽበያ ዝጸናሕና፡ ካሜራ ንቪድዮ Canon EOS R6 V ብወግዒ ተዘርጊሓ ኣላ። እዛ ካሜራ እዚኣ ብፍላይ ን (Content Creators) ተባሂላ ዝተሰርሐት ኮይና፡ ካብ ግንቦት 13, 2026 ጀሚራ ኣብ ዕዳጋ ትርከብ። ቀንዲ ነጥብታት - Video-Centric Design: - እቲ ዝዓበየ ቆላሕታኣ ኣብ ቪድዮ ኮይኑ፡ ንጹርን ብሉጽን ዝኾነ 4K/8K ቪድዮታት ብዘይ ምቑራጽ ክትቐርጽ ትኽእል። - Full-Frame Mirrorless: -ዓቢ ሴንሰር (Full-frame) ስለዘለዋ፡ ኣብ ዝኾነ ናይ ብርሃን ኩነታት (ምሸት ጸልማት ቦታ እውን ከይተረፈ) ብሉጽ ቪድዮ ትቀርጽ። - ዝተመሓየሸ ምንቕስቃስ ዘወግድ (ባላንስ ሲስተም) (Stabilization): ንቪድዮ ዝኸውን ዝተራቐቀ ናይ ምርጋእ ዓቕሚ ስለዘለዋ፡ ብዘይ ትራይፖድ ብኢድካ ሒዝካ ንምቕራጽ ምችእቲ እያ። - AI Autofocus: -ንሰባትን ምንቅስቓሳትን ብቕጽበት እተለልየሉ ብሉጽ ቴክኖሎጂ ኣለዋ። እዛ ካሜራ ንመን ትኸውን? (Target Audience) 1. ዩቱዩበራትን ቪሎገራትን (YouTubers & Vloggers): ንገዛእ ርእሶም ክቐርጹን ጽሬት ዘለዎ ቪድዮ ክሰርሑን ንዝደልዩ። 2. ሰራሕቲ ሓጸርቲ ፊልምታትን ዶክመንታሪን: እቲ ናይ ቪድዮ ዓቕማ ንፕሮፌሽናል ስራሕቲ ፊልም ዝበቅዕ እዩ። 3. ናይ ማሕበራዊ ሜድያ ኢንፍሉዌንሰራት (Social Media Influencers): ኣብ Instagram, TikTok ወይ YouTube ብሉጽ ጽሬት ዘለዎ ትሕዝቶ ንምፍጣር ዝጥቀሙላ። 4. ቪድዮ ዘቐድሙ ሰኣልቲ (Video-First Hybrid Shooters): ካብ ስእሊ ንላዕሊ ንቪድዮ ዝያዳ ትኹረት ንዝህቡ ሰኣልቲ ዝበለጸት መሳርሒ እያ። ብሓጺሩ እዛ Canon EOS R6 V "ፈጠርቲ ትሕዝቶ" (Content Creators) ዝተዳለወት፡ ንቪድዮ ናብ ዝለዓለ ደረጃ እተሰጋግር ካሜራ እያ! ብ $2499 ቦዲ ጥራሕ ክንገዛ ንኽእል። ንምግዛእ ኣብዚ ጠውቅ፡ መግዚ ሊንክ ኣብ ኢርፓ PRE - ORDER
1
0
ሌላ ምስ ሓዳስ ካሜራ Canon EOS R6 V #2026
1-10 of 19
Sirak Atobrhan
3
29points to level up
@sirak-atobrhan-4602
Ziko academy

Active 21h ago
Joined Feb 25, 2026