Sony A7 IV (እታ ኩሉ ዝጥቀመላ - All-rounder) - ንመርዓታት ዝበለጸት ጽሩይ ቪድዮ ትቀርጽ ካሜራ እያ። 33MP resolution ስለዘለዋ ንስእሊ ውን ብቅዕቲ ካሜራ ኢያ። - ኣዝዩ ቅልጡፍ ኣውቶፎካስ (Autofocus) ስለዘለዋ ምንቅስቃስ ዘለዎ ስእሊ ንምሓዝ ኣይተጸግምን። 2. Canon EOS R6 Mark II (ንቕልጣፈን ጽልምታን) - እታ ዝበለጸት ናይ ካኖን ንመርዓ ተባሂላ እትፍለጥ ካሜራ እያ። ኣብ ጸልማት ወይ መብራህቲ ኣብ ዘይብሉ ኣደራሻት ኣዝያ ጽቡቕ ቪድዮን ስእሊ ክትወስድ ትኽእል ። - ኣዝዩ ቅልጡፍ ናይ ምስኣል ዓቕሚ (40 fps) ስለ ዘለዋ ብቅልጡፍ ብዙሕ ስእሊ ንምስኣል ትሕግዝ። - Canon EOS R6 Mark III እውን ዝበለጽት ሓዳስ ሓፍታ ኢያ - ተወሳኺ - Sony A7 IV - ዋጋ ካብ $2,300 ክሳብ $2,500 ናይ ሓዳስ ሕጂ ብጣዕሚ ጎዲላ ኣላ። - በዚ ዋጋ እዚ እታ ዝበለጸት ምጥንቲ ክትገዝዋ እትኽእሉ ካሜራ ኢያ ። - Canon EOS R6 Mark II - ዋጋ ካብ $2,200 ክሳብ $2,500 ናይ ሓዳስ ሕጂ ብጣዕሚ ጎዲላ ኣላ። - በዚ ዋጋ እዚ እታ ዝበለጸት ምጥንቲ ክትገዝዋ እትኽእሉ ካሜራ ኢያ ።