ምሉእ ሰኣላይ ንምኻን
1ይ ክፋል
ቴክኒካዊ ክእለታት
ምቁጽጻር ካሜራ: ብዛዕባ Aperture, Shutter Speed, ISO, White Balance ዓሚቕ ፍልጠት ክህልወካ ኣለዎ ብፍላይ ድማ (Manual Mode )
  • ምእራም ስእልን ቪድዮን (Editing) ምኻል ወይ ምርዳእ የደሊ።
  • ምርዳእ ኣቃዉማ ስእሊ(Composition): ከመይ ጌርካ ጽቡቕ ስእሊ ትቐርጽ፣ ካብ ኣየናይ ኩርናዕ (Angle) እንተተቐርጸ ይጽብቕ ክትፈልጥ የደሊ።
----ንስካትኩም ከ እንታይ ትብሉ?
5
3 comments
Sirak Atobrhan
2
ምሉእ ሰኣላይ ንምኻን
powered by
Ziko Academy ዚኮ-ኣካደሚ
skool.com/ziko-academy-4470
ምስ - ናይ 6+ ዓመት ተመኩሮ ስልጠና
ምስ 500+ ኣባላት ብምምሕዛው ኣብ ሞያታት
-ኣሳእላ ደረቅ ስእሊ
-ኣቀራርጻ ተንቀሳቀሲ ቪድዮ
-ዝሰኣልካዮም ስእልታት ኤዲት ምግባር ካልእን ኣብዚ ግሩፕ ኣቲካ ምስልጣን ይከኣል ።
Build your own community
Bring people together around your passion and get paid.
Powered by