ሌላ ምስ ዚኮ-ኣካደሚ  ኣብ ስኩል ኣፕፕ
ዚኮ ኣካደሚ መሰልጠኒ ማእከል ኮይኑ ኣብ ስልጠና ደርቅ ስእልን፡ ቪዶን ፡ምቅንባርን ፡ መሳርሒ ስእልን ኮምፑተርታር ን ዘተኮረ ኮይኑ ን ኣስታት 6 ዓመት ኣብ ቀማዊ ስልጠና ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ ድማ ብ ኣፕፕ ተጻዒኑ ብምቹእ ኣገባብን ንጹርን ቪድዮታት ን 1 ዓመት ልዕሉን ሓንሳብ ምስ ከፈልካ ከምህረካ ዝኽእል ብሉጽ ስልጠናታት ሒዙ ተዳልዩ ኣሎ ።ኣብ ዝደለኩሞ ግዜ ድማ ምክትታል ይከኣል ።ከምዉን ወትሩ ሓሙስ ሓሙስ ድማ ኣብ ዙም ናይ ሕቶን መልስን ግዜ ሰዓት 8፡00 ድ/ቀ እንዳእንገደ ይከይድ።
ንሙሉእ ሌላ ኣብዛ ቪድዮ ንከታትል
3
0 comments
Sirak Atobrhan
2
ሌላ ምስ ዚኮ-ኣካደሚ  ኣብ ስኩል ኣፕፕ
powered by
Ziko Academy ዚኮ-ኣካደሚ
skool.com/ziko-academy-4470
ምስ - ናይ 6+ ዓመት ተመኩሮ ስልጠና
ምስ 500+ ኣባላት ብምምሕዛው ኣብ ሞያታት
-ኣሳእላ ደረቅ ስእሊ
-ኣቀራርጻ ተንቀሳቀሲ ቪድዮ
-ዝሰኣልካዮም ስእልታት ኤዲት ምግባር ካልእን ኣብዚ ግሩፕ ኣቲካ ምስልጣን ይከኣል ።
Build your own community
Bring people together around your passion and get paid.
Powered by