ከም ሰኣላይ ቅድሚ ናብ መርዓ ሙራይ ምካድካ ዝግበር ምድላዋት እንታይ ኢዩ።
ብዉሕዱ ነዞም ነጥብታት ከነትግብሮም ኣለና።
- ቦታ ስእሊ
- ፖዝስ ኣሳእላ
- ድሌት መርዓውቲ
- ባህልን ልምድታት ናይ ኣብላት ስድራቤት ዉራያቶምን
- ብዝሒ ዕዱም
- መሳርሒ ኣባላት ፍሉጥ ስርሖምን
- ካልእ ኣብግምት ይእቲካ ምብጋስ ይደሊ
ብውሑድ ነዚ ፈሊጥና ሓርፋፍ ስእሊ ይህልወና እሞ ኣብ ምሕደራን ጽፉፍነት ናይ ስራሕና ድማ ዓቢ ተራ ኣለዎ።
ኣብ ዝመጽእ ድማ ምሉእ ዝርዝር ናይ ሓደ ውራይ እንታይ ክሰኣል ኣለዎ ኢልና ክንሪ ኢና
ሓሳባቱም ኣብ ኮመንት ክንጽበ ኢና የቀንለና
ዚኮ-ኣካደሚ