Ziko Academy ዚኮ-ኣካደሚ
Log In
Community
Classroom
Calendar
Members
Map
Leaderboards
About
Log In
4
Sirak Atobrhan
Apr 13 •
ዝርርብ ምስ ሞያውያን
ነጻ ናይ ሕቶን መልስን መደብ ንኹሉ ብላይቭ
ሰላም ኣባላት ዚኮ-ኣካደሚ ከመይ ትኾኑ ፡ ዚኮ ኣክደሚ ናይ ነጻ ንኹሉ ግዱስ ኣብ ሞያታት ስእልን ኣርትዖን ዘልኩም ሕቶታት ንምምላስ ወትሩ ሓሙስ ሰዓት 6፡30 ዝጅመር መደብ ኣዳልዩ ኣሎ። እዚ መደብ ንኹሊ ክፉትን ዘይምላእን ከምዝኾነ ድማ ክንሕብር ንፈቱ ።
ጽቡቅ ምጅማር
Like
5
2 comments
4
ነጻ ናይ ሕቶን መልስን መደብ ንኹሉ ብላይቭ
powered by
Ziko Academy ዚኮ-ኣካደሚ
skool.com/ziko-academy-4470
ምስ - ናይ 6+ ዓመት ተመኩሮ ስልጠና
ምስ 500+ ኣባላት ብምምሕዛው ኣብ ሞያታት
-ኣሳእላ ደረቅ ስእሊ
-ኣቀራርጻ ተንቀሳቀሲ ቪድዮ
-ዝሰኣልካዮም ስእልታት ኤዲት ምግባር ካልእን ኣብዚ ግሩፕ ኣቲካ ምስልጣን ይከኣል ።
117
Members
0
Online
1
Admin
JOIN GROUP
Suggested communities
Calligraphy Skool
Crust & Crumb Academy
Circular Machine Knitting
Photography Academy Prime
The Flock
Build your own community
Bring people together around your passion and get paid.
Get started
Powered by