ብዙሓት ናይ መርዓ ቪድዮ ቀረጽቲ ፕሮፈሽናላት ዝጥቀሙለን 2 ካሜራታት
Sony A7 IV (እታ ኩሉ ዝጥቀመላ - All-rounder)
  • ንመርዓታት ዝበለጸት ጽሩይ ቪድዮ ትቀርጽ ካሜራ እያ። 33MP resolution ስለዘለዋ ንስእሊ ውን ብቅዕቲ ካሜራ ኢያ።
  • ኣዝዩ ቅልጡፍ ኣውቶፎካስ (Autofocus) ስለዘለዋ ምንቅስቃስ ዘለዎ ስእሊ ንምሓዝ ኣይተጸግምን።
2. Canon EOS R6 Mark II (ንቕልጣፈን ጽልምታን)
  • እታ ዝበለጸት ናይ ካኖን ንመርዓ ተባሂላ እትፍለጥ ካሜራ እያ። ኣብ ጸልማት ወይ መብራህቲ ኣብ ዘይብሉ ኣደራሻት ኣዝያ ጽቡቕ ቪድዮን ስእሊ ክትወስድ ትኽእል ።
  • ኣዝዩ ቅልጡፍ ናይ ምስኣል ዓቕሚ (40 fps) ስለ ዘለዋ ብቅልጡፍ ብዙሕ ስእሊ ንምስኣል ትሕግዝ።
  • Canon EOS R6 Mark III እውን ዝበለጽት ሓዳስ ሓፍታ ኢያ
  • ተወሳኺ
  • Sony A7 IV
  • ዋጋ ካብ $2,300 ክሳብ $2,500 ናይ ሓዳስ ሕጂ ብጣዕሚ ጎዲላ ኣላ።
  • በዚ ዋጋ እዚ እታ ዝበለጸት ምጥንቲ ክትገዝዋ እትኽእሉ ካሜራ ኢያ ።
  • Canon EOS R6 Mark II
  • ዋጋ ካብ $2,200 ክሳብ $2,500 ናይ ሓዳስ ሕጂ ብጣዕሚ ጎዲላ ኣላ።
  • በዚ ዋጋ እዚ እታ ዝበለጸት ምጥንቲ ክትገዝዋ እትኽእሉ ካሜራ ኢያ ።
2
0 comments
Sirak Atobrhan
4
ብዙሓት ናይ መርዓ ቪድዮ ቀረጽቲ ፕሮፈሽናላት ዝጥቀሙለን 2 ካሜራታት
powered by
Ziko Academy ዚኮ-ኣካደሚ
skool.com/ziko-academy-4470
ምስ - ናይ 6+ ዓመት ተመኩሮ ስልጠና
ምስ 500+ ኣባላት ብምምሕዛው ኣብ ሞያታት
-ኣሳእላ ደረቅ ስእሊ
-ኣቀራርጻ ተንቀሳቀሲ ቪድዮ
-ዝሰኣልካዮም ስእልታት ኤዲት ምግባር ካልእን ኣብዚ ግሩፕ ኣቲካ ምስልጣን ይከኣል ።
Build your own community
Bring people together around your passion and get paid.
Powered by