Ziko Academy ዚኮ-ኣካደሚ
Log In
Community
Classroom
Calendar
Members
Map
Leaderboards
About
Log In
4
Sirak Atobrhan
17d •
ዝርርብ ምስ ሞያውያን
ብዙሓት ናይ መርዓ ሰኣልቲ ፕሮፈሽናላት ዝጥቀሙለን 2 ካሜራታት
እተን 2 ቀንዲ ንደረቅ ስእሊ ብሉጻን ካሜራ ኮይነን ወላ ዉን ን ቪድዮ ዝሓሻ ሃይብሪድ ካሜራ ኣብዚ ኣለዋ።
1- Sony A7R V (ንጽሬት ስእሊ - High Resolution)
ኣዝያ ንጽርትን ዓብን ስእሊ (61MP) እትስእል ። ንስእሊ መርዓን ዓበይቲ ፖስተራትን
ሓድሽ ተክኖሎጂ ስለዘለዋ ንዓይኒ ሰብን ምንቅስቃስን (ፎካሲን )ብጥንቃቄ ትከታተል።
Canon EOS R5 (ንጽሬት ስእልን ቪድዮን)
ኣዝያ ንጽርትን ብ45MP resolution ዘለዎ። ንዓበይቲ ስእልታት (Portraits) ንምስኣል ዝትዳለወት ካመራ
8K ቪድዮ ክትቀርጽ ትኽእል እያ፡ እዚ ድማ ንመርዓ ክሊፕን ዝኸውን ብሉጽ ጽሬት ቪድዮ እትስእል ሃይብሪድ ካሜራ ኢያ።
ተወሳኺ
Sony A7R V
መብገሲ ዋጋ ካብ $3,500 ክሳብ $3,900 ሕጂ ግን ጎዲላ ኣላ ።
Canon EOS R5
መብገሲ ዋጋ ካብ $2,900 ክሳብ $3,399 ሕጂድማ ብዓቢ ጎዲላ ኣላ ። ኣብዚ ቀረባ ግዜ ሓድሽ ሞዴል (R5 II) ስለዝወጸት።
Like
3
0 comments
4
ብዙሓት ናይ መርዓ ሰኣልቲ ፕሮፈሽናላት ዝጥቀሙለን 2 ካሜራታት
powered by
Ziko Academy ዚኮ-ኣካደሚ
skool.com/ziko-academy-4470
ምስ - ናይ 6+ ዓመት ተመኩሮ ስልጠና
ምስ 500+ ኣባላት ብምምሕዛው ኣብ ሞያታት
-ኣሳእላ ደረቅ ስእሊ
-ኣቀራርጻ ተንቀሳቀሲ ቪድዮ
-ዝሰኣልካዮም ስእልታት ኤዲት ምግባር ካልእን ኣብዚ ግሩፕ ኣቲካ ምስልጣን ይከኣል ።
142
Members
0
Online
1
Admin
JOIN GROUP
Suggested communities
Hard Surface Modeling Skool
Tattoo Masterclass
Christian Crafting Community
Diecast Club
The PaperWrld Club
Build your own community
Bring people together around your passion and get paid.
Get started
Powered by