Activity
Mon
Wed
Fri
Sun
Nov
Dec
Jan
Feb
Mar
Apr
May
Jun
Jul
Aug
Sep
Oct
What is this?
Less
More
1 contribution to Ziko Academy ዚኮ-ኣካደሚ
ሌላ ምስ ሓዳስ ካሜራ Canon EOS R6 V #2026
ሰላም ኣባላት ዚኮ-ኣካደሚ ካኖን (Canon) ነታ ብሃንቀውታ ክንጽበያ ዝጸናሕና፡ ካሜራ ንቪድዮ Canon EOS R6 V ብወግዒ ተዘርጊሓ ኣላ። እዛ ካሜራ እዚኣ ብፍላይ ን (Content Creators) ተባሂላ ዝተሰርሐት ኮይና፡ ካብ ግንቦት 13, 2026 ጀሚራ ኣብ ዕዳጋ ትርከብ። ቀንዲ ነጥብታት - Video-Centric Design: - እቲ ዝዓበየ ቆላሕታኣ ኣብ ቪድዮ ኮይኑ፡ ንጹርን ብሉጽን ዝኾነ 4K/8K ቪድዮታት ብዘይ ምቑራጽ ክትቐርጽ ትኽእል። - Full-Frame Mirrorless: -ዓቢ ሴንሰር (Full-frame) ስለዘለዋ፡ ኣብ ዝኾነ ናይ ብርሃን ኩነታት (ምሸት ጸልማት ቦታ እውን ከይተረፈ) ብሉጽ ቪድዮ ትቀርጽ። - ዝተመሓየሸ ምንቕስቃስ ዘወግድ (ባላንስ ሲስተም) (Stabilization): ንቪድዮ ዝኸውን ዝተራቐቀ ናይ ምርጋእ ዓቕሚ ስለዘለዋ፡ ብዘይ ትራይፖድ ብኢድካ ሒዝካ ንምቕራጽ ምችእቲ እያ። - AI Autofocus: -ንሰባትን ምንቅስቓሳትን ብቕጽበት እተለልየሉ ብሉጽ ቴክኖሎጂ ኣለዋ። እዛ ካሜራ ንመን ትኸውን? (Target Audience) 1. ዩቱዩበራትን ቪሎገራትን (YouTubers & Vloggers): ንገዛእ ርእሶም ክቐርጹን ጽሬት ዘለዎ ቪድዮ ክሰርሑን ንዝደልዩ። 2. ሰራሕቲ ሓጸርቲ ፊልምታትን ዶክመንታሪን: እቲ ናይ ቪድዮ ዓቕማ ንፕሮፌሽናል ስራሕቲ ፊልም ዝበቅዕ እዩ። 3. ናይ ማሕበራዊ ሜድያ ኢንፍሉዌንሰራት (Social Media Influencers): ኣብ Instagram, TikTok ወይ YouTube ብሉጽ ጽሬት ዘለዎ ትሕዝቶ ንምፍጣር ዝጥቀሙላ። 4. ቪድዮ ዘቐድሙ ሰኣልቲ (Video-First Hybrid Shooters): ካብ ስእሊ ንላዕሊ ንቪድዮ ዝያዳ ትኹረት ንዝህቡ ሰኣልቲ ዝበለጸት መሳርሒ እያ። ብሓጺሩ እዛ Canon EOS R6 V "ፈጠርቲ ትሕዝቶ" (Content Creators) ዝተዳለወት፡ ንቪድዮ ናብ ዝለዓለ ደረጃ እተሰጋግር ካሜራ እያ! ብ $2499 ቦዲ ጥራሕ ክንገዛ ንኽእል። ንምግዛእ ኣብዚ ጠውቅ፡ መግዚ ሊንክ ኣብ ኢርፓ PRE - ORDER
ሌላ ምስ ሓዳስ ካሜራ Canon EOS R6 V #2026
0 likes • Sep 3
Ziko hawey selam neaka Eza Camera si n wedding photo and video kntkemela nkel do
0 likes • Sep 6
@Sirak Atobrhan thak you so much bro gob bless you !
1-1 of 1
Noah Efrem
1
5 points to level up
@noah-efrem-5461
CINEMATOGRAPHY

Active 10d ago
Joined Sep 2, 2026