Bietna Online Mastery
8:54
Private
18 members
Free
ቤትና ኦን-ላይን ማስተሪ 🚀
ቤትና፡ ዝተፈላለዩ ግብራዊ ስልጠናታት ይህብ፤
👉 ግዜ ዝጠልቦ ሓድሽ ሞያ ብምውናን ተወሳኺ ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ፣
👉 እቲ ድጂታላዊ ስልጠና ብትግርኛ ዝተዳለወ ብምዃኑ ቀሊል ይገብሮ፣
👉 እቲ ስልጠና፡ ምስ መምህራን ኢሂን-ምሂን ብዘለዎ መንገዲ ስለ ዝካየድ ውጽኢታዊ እዩ።
ቤትና ኦን-ላይን፡ ካብ ኣብ ክልሰ-ሓሳብ ንላዕሊ ኣብ ግብራዊ ምልከት ብምትኳር፡ ሰልጠንቲ ብቐጥታ ኣታዊ ዝረኽብሉ ሜላ ይጥቀም።
እንህቦ ስልጠና ዘጠቓልሎ፤ 🎨💻🔥
✅ ኣዶበ ፎቶ-ሾፕ - ብቐሊል ሜላ፣ ንኸም ፖስተራት፡ ባነራት፡ ናይ ዩቱብ ታምፕነይላት ወዘተ ብዝተፈላለየ ማራኺ ዲዛይናት ምድላው፣
✅ ቪድዮ ኤዲትን - ኣብ ከም መርዓ፡ ጽንብላትን ካልኦት ውራያትን ዝተሳእለ ቪድዮታት ብብቕዓት ምቅንባር።
መምህራንን ኣገባብ ኣመሃህራን፤
✅ ኣብ ስራሕ ዘመስከሩ ምኵራት መምህራን ኣለዉና፣
✅ ሰሙናዊ ብቐጥታ ንሕቶታትኩም ዝምልስ ኢሂን-ምሂን፣
✅ ግብራዊ ክእለትኩም ዘዕቢ ፕሮጀክታት ወይ ዕዮ-ገዛታት፣
✅ ንሓደ ዓመት ምሉእ ክትመሃሩሉ እትኽእሉ ናጻ ትሕዝቶታት (ቪድዮታት)፣
✅ ዝሰልጠንኩሞ ናብ ኣታዊ ክትቅይሩሉ እትኽእሉ መንገድታት ወዘተ።
ተወሰኽቲ ብናጻ ዝወሃቡ ሓገዛት፤
🎁 ንስራሕኩም ዘቓልለኩም ክትጥቀምሎም እትኽእሉ ወብሳይታት፣
🎁 ሶሻል መድያኹም ብኸመይ ተዕብዩዎ፣
🎁 ኣብ ግዜ ስልጠና ናይ ሶፍትዌር ጸገም ምስ ዘጋጥመኩም ንፈትሓልኩም፣
🎁 ንስልጠና ዘድልዩ ከም ኮምፒዩተር፡ ካሜራ ክትገዝኡ ምስ እትደልዩ፡ ዝሓሸ ኣየናይ ምዃኑ ንሕግዘኩምን ሶፍትዌራት ብናጻ ንጽዕነልኩምን።
ተወሰኺ ሓበሬታ ምስ እትደልዩ በዚ ዝስዕብ ናይ ዋትሳፕ ቁጽርና ክትረኽቡና ትኽእሉ፤
+254-717-728-402
powered by
Bietna Online Mastery
skool.com/bietna-online-mastery-4217
Online educational community for Tigrigna speakers. Learn graphic design, video editing, and digital skills through courses taught fully in Tigrigna!